23/07/2026
New Arrivals!!
ሓደስቲ መጽሓፍቲ ኣምጺእና ኣለና።
ኣብ ሙየንጋ ዝርከብ ትካልና ብምምጻእ ዘድልየኩም መጽሓፍ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ወይ ድማ በዚ ታሕቲ ዘሎ ቴለፎን ደዊልኩም ምእዛዝ ይከኣል ኢዩ።
Yes Books and Gifts
Kisoboka House
Muyenga
0756151767