20/07/2025
🌟 ንገዛኹም ዘደንቕ ሓድሽ ስእሊ! 🌟
ንመንበሪ ገዛኹም ወይ ቤት ጽሕፈትኩም ብመንፈሳዊ ትሕዝቶኡን ብውቃበኡን ፍሉይ ግርማ ዝህብ፡ ብሓሙሽተ ክፋላት ዝተሰርሐ ስእሊ ኣዳልናልክም ኣለና።
እዛ ስእሊ እዚኣ፡ ነቲ ጽኑዕ ገድሊ ሓያላን ኣቦታትናን ኣብ መወዳእታ ዝጽበዮም ናይ ጽድቂ ኣኽሊልን እያ ተዘኻኽረና። ንኣቦታትኩም ወይ ንትፈትውዎም ሰባት ከም ህያብ💎 ንምሃብ'ውን ብጣዕሚ ፍልይቲ እያ።
📞 ንምእዛዝ በዚ ቁጽሪ ስልኪ ደውሉልና፦
+201142184970
#ስእሊ #ገዛ #ስጦታ #ኣኽሊል