ታይታኒክ

ታይታኒክ follow please መስሓቅን መዛንግዕን ጠቃሚ ትምህርቲን ናይ ጥዕና ይ?
(1)

01/12/2023
እዛ comment ብእምናኩም ልቢ ብምሃብካ ተረዲእካ ይከውን መንከሽከሽ
01/12/2023

እዛ comment ብእምናኩም ልቢ ብምሃብካ ተረዲእካ ይከውን መንከሽከሽ

12/07/2023

ባራዩ TPLF ተዓዊትና ምሻን ከሊእናዮም እዮም ዝብሉ እቶም ኣብኡ ዝነበርና እኮ ኣብዚ እና ደለና

17/03/2023

ጸላኢካ ከተጥፍእ ዋላ ንዝበደለካ ይቅረ ግበረሉ

ሓደ ለማናይ ንግሆ ተንሲኡ ኣብ ሰለስተ(3) ቤተ ክርስትያን ክከይድ እሞ ንሰለስቲኦም ክከዶም መደብ ገበረ ፡    እዚ ለማናይ ብእንዳ ማርያም ጀንቢሩ  ኣደይ ማርያም ክንድዘን ኣብ ጁባይ ዘለ...
07/01/2023

ሓደ ለማናይ ንግሆ ተንሲኡ ኣብ ሰለስተ(3) ቤተ ክርስትያን ክከይድ እሞ ንሰለስቲኦም ክከዶም መደብ ገበረ ፡
እዚ ለማናይ ብእንዳ ማርያም ጀንቢሩ ኣደይ ማርያም ክንድዘን ኣብ ጁባይ ዘለዋ እሞ ኣብኒ ኣነ ክኣ 10Ero ክህበኪ እየ በላ ኣደይ ማርያም ክንድተን ኣብ ጁብኡ ዘለዋ ኣበቶ እሱ ድማ 10ኤሮ ሃባ ፡ ናብ ካልእይቲ ቤተክርስያን ከይዱ ክኣ ዎ ኣምነ ኣረጋዊ ኽንድተን ኣብ ጁባይ ዘለዋ እሞ ኣበኒ ኣነ ክኣ 10 ኤሮ ክህበካ በሎ ኣምነኣረጋዊ ውን ኽንድተን ኣብ ጁብኡ ዘለዋ ሃቦ ለማኒ ክኣ 10 ኤሮ ሃቦ፡ ኣብ ስልሳይ ውን ዎ ሚካኤል ክንድተን ኣብ ጁባይ ዘለዎ ሃበኒ እሞ 10 ኤሮ ክህበካ እየ በሎ ሚካኤል ውን ሃቦ ክንድተን ኣብ ጁብኡ ዘለዎ., ለማኒ ውን 10 ኤሮ ሃቦ።ሰልስቲኦም ከክንድተን ኣብ ጁብኡ ዝነበራ ገንዘብ ሃብዎ እሱ ውን ዓዓስርተ ሂብዎም ነግር ግን ለማኒ ጥራይ ኢዱ ንገዝኡ ተመልሰ እዚ ለማኒ ፈለማ ክንደይ ገንዘብ ነይርዎ ፧?

ምስላ ንዝተማህሩ  ቓንቓ EN
06/01/2023

ምስላ ንዝተማህሩ ቓንቓ EN

06/01/2023

እንታይ ትመኩርኒ ቆልዓ 10 ኣብ ኤርትራ ዝወለድክዎ ኣለኒ
ሰበይተይ ኣይትፈልጥን እያ ፡ክነግራ ዶ ወይ,,,,,,

Adresse

Gossau

Telefon

+41765467450

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von ታይታኒክ erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Verknüpfungen

Teilen