Tesfish z great

Tesfish z great ሓደ መዓልቲ ኩሉ ነገር ትዝታ ከምዝኮን ኣይጠራጠርን so ናጋ ስንቀይ እዩ ንዓይ!

ጌታቸው ረዳ ዘቃልዖም ነገራት-ዶ/ር ደብረፅዮን ንኤርትራ ከይዱ ጥይት ለሚኑ በቲ ዘለካ ጀምር ተባሂሉ እዩ-ጌታቸው ነዚ ዝገለፀ ናይ ወ/ሮ ፈትሎም ቪድዮ ተወኪሱ ኣብ ፌስቡክ ገፁ ብዘመሓላለፎ ...
24/07/2026

ጌታቸው ረዳ ዘቃልዖም ነገራት

-ዶ/ር ደብረፅዮን ንኤርትራ ከይዱ ጥይት ለሚኑ በቲ ዘለካ ጀምር ተባሂሉ እዩ

-ጌታቸው ነዚ ዝገለፀ ናይ ወ/ሮ ፈትሎም ቪድዮ ተወኪሱ ኣብ ፌስቡክ ገፁ ብዘመሓላለፎ ሰፊሕ ሓተታ እዩ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብ comment ኣለኩም

Tesfish z great

ሓፂር ፀብፃብኣብ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት 215.8 ቢልዮን ብር ትርፊ ረኪበ - ኢትዮ ቴለኮምሎሚ ናይ ኢትዮ ቴለኮም ስራሕ ፈፃሚት ዝኮና ወ/ሮ ፍረሂወት ታምሩ ናይዚ ዓመት ኣፈፃፅማ ሪፖርት...
23/07/2026

ሓፂር ፀብፃብ

ኣብ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት 215.8 ቢልዮን ብር ትርፊ ረኪበ - ኢትዮ ቴለኮም

ሎሚ ናይ ኢትዮ ቴለኮም ስራሕ ፈፃሚት ዝኮና ወ/ሮ ፍረሂወት ታምሩ ናይዚ ዓመት ኣፈፃፅማ ሪፖርት ኣብ ዝገበራሉ እየን ነዚ ዝተናገራ።

Tesfish z great

ሓሶት እዩ  !እዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝዘዋወር ዘሎ ናይ OLA መግለፂ ተመሳሲሉ ዝተሰርሐ fake እዩ  !Tesfish z great
22/07/2026

ሓሶት እዩ !

እዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝዘዋወር ዘሎ ናይ OLA መግለፂ ተመሳሲሉ ዝተሰርሐ fake እዩ !

Tesfish z great

ሰበር ዜና "ናይ መወዳእታ ዝግጅትና ዛዚምና "- የራያ ዘብ ብግንባር ዞባ ደቡብ ዝርከቡ ገበትቲ ሓይልታት ዳግም መሬት ትግራይ ንምውራር ዝግጅትና ወዲእና እናበሉ ምርኢታት የካይዱ ኣለዉ። Te...
21/07/2026

ሰበር ዜና

"ናይ መወዳእታ ዝግጅትና ዛዚምና "- የራያ ዘብ

ብግንባር ዞባ ደቡብ ዝርከቡ ገበትቲ ሓይልታት ዳግም መሬት ትግራይ ንምውራር ዝግጅትና ወዲእና እናበሉ ምርኢታት የካይዱ ኣለዉ።

Tesfish z great

ሰበር ዜናካሊእ መንገዲ ክንክተል ኢና  !"ስርዓት ብልፅግና ሰላም ከምፅእን ሉኣላውነት ከኽብርን ኢልኻ ምፅባይ ስቓይ ህዝቢ ምንዋሕ ስለ ዝኾነ ካልእ መፍትሒ ክንክተል ኢና" 👉 ዶ/ር ደብረፅዮ...
19/07/2026

ሰበር ዜና

ካሊእ መንገዲ ክንክተል ኢና !

"ስርዓት ብልፅግና ሰላም ከምፅእን ሉኣላውነት ከኽብርን ኢልኻ ምፅባይ ስቓይ ህዝቢ ምንዋሕ ስለ ዝኾነ ካልእ መፍትሒ ክንክተል ኢና"
👉 ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ፕ/መ/ት

Tesfish z great

ሰበር ዜናኣብ ኣዲስ ኣበባ ግፋ ደው ይበል፥ መንግስቲ ፌደራል ትግራይ ናይ ምድሓን ሓላፍነቱ ይዋፃእን ዝብል ካልኦትን  ጭርሖታትን ብምሓዝ ሰለማዊ ሰልፊ ወፂኦም ኣለው።ኣብቲ ሰልፊ ላዕለዎት ኣ...
18/07/2026

ሰበር ዜና

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ግፋ ደው ይበል፥ መንግስቲ ፌደራል ትግራይ ናይ ምድሓን ሓላፍነቱ ይዋፃእን ዝብል ካልኦትን ጭርሖታትን ብምሓዝ ሰለማዊ ሰልፊ ወፂኦም ኣለው።

ኣብቲ ሰልፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ስምረትን ካልኦት ዓበይቲ ኣመራርሓ ፌደራልን ጀነራል ፃድቃንን ተረኪቦም ኣለዉ።

Tesfish z great

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ  ኣንፃር ትግራይ ዘቅነዐን ኣብ ትግራይ ቅሉዕ   ኩናት ንምጅማር ዝፅውዕን ሰልፊ  ምኳኑ ህዝብና ክፈልጦ ይግባእ ኢሎም ኣቐባሊ ቓል ውድብ ...
17/07/2026

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንፃር ትግራይ ዘቅነዐን ኣብ ትግራይ ቅሉዕ ኩናት ንምጅማር ዝፅውዕን ሰልፊ ምኳኑ ህዝብና ክፈልጦ ይግባእ ኢሎም ኣቐባሊ ቓል ውድብ ህወሓት ኣይተ ሚኪኤለ ኣስገዶም።

ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት መሰረት ገይሮም ንማድያታት መብርሂ ዝሃቡ ኣቀባሊ ቃል ውድብ ህወሓት ኣይተ ሚኪኤለ ኣስገዶም እቲ ፅባሕ 11ሓምለ 2018ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ኣንፃር ትግራይ ዝሃቀነ ሰለማዊ ሰልፊ ዋና ተዋሳኢን ገንዘብ ሰሊዑን ዝንቀሳቀስ ዘሎ ውልቀ መላኪ ስርዓት ብልፅግና እዩ ኢሎም።

እቲ ብሽም ተጋሩ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ መቀፀልታ እቲ ከካይዶ ዝፀነሐ ጆኖሳይድ ቅሉዕ ኩናት ንምእዋጅ፣ እቲ ከካይዶ ዝሓስቦ ዘሎ ወራር ኩናት በፃውዒት ተጋሩ እየ ፈፂመዮ ኢሉ ንማሕበረሰብ ዓለም ንምትላልን ኣብ ሓድነት ተጋሩ ኣፈላላያት ንምፍጣርን ብቁፅሪ ውሕዳት ኮይንና ነኒ ባዕልና ንምብልላዕን ዓሊሙ እዩ ስርዓት ብልፅግና ሽርሒ ዝሰርሕ ዘሎ ኢሎም።

ናይዚ ሰልፊ ዋና ተዋሳኢን ብዓል ዋናን ጆኖሳይደር ኣብይ ኣሕመድ እዩ ዝበሉ ኣይተ ሚኪኤለ ነዚ ዘተሓባብሩ ብዙሓት ልኡካት ተጋሩ ከምዘለው ህዝብና ክፈልጦ ኣለዎ ኢሎም።

እዚ ሰልፊ ተመዛበልትና ከይምለሱ፣መሬትና ከይምለስ ዝተቖራረሰት ትግራይ ክትህሉ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ጨኒቅዎ ኢዲ ኽህብን ክንብረከክን እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ክብሉ እውን ወሲኮም ገሊፆም።

እቲ ተዳልዩ ዘሎ ጭርሖ ኣብ ትግራይ ውግእ ጀምር ዝብል ፣መንግስቲ ትግራይ ይፍረስ ፣ ብልፅግና ናብ ትግራይ ይእቶ ዝብል እዩ ዝበሉ ውሃቢ ቃል ውድብ ህወሓት ኣይተ ሚኪኤለ ኣስገዶም ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ እዚ ሰልፊ ኣንፃር ቢሄረ ትግራይ፣ ታሪክን መንነትን ህዝብና ነበረያ ነበረ ንምግባር ምኳኑ ፈሊጥኩም ካብቲ ሰልፊ ክትቁጠቡ ንፅውዕ ኢሉ።

ወልቐ መላኪ ስርዓት ብልፅግና ካብ ትግራይ ንተታሊሎም ንዝከዱ 2 ዓበይቲ ማእከላት መዕቆቢ ኣዳልዩ ይርከብ ፣ ድሓር ገፊፉ ናብ ኩናት ከምዘእትዎም ርዱእ እዩ ሰለዚ ሞት ንሞቱ ምስ ኣያታትና ኮይኑ ክቡር መስዋእቲ ክንከፍልን እዚ ስርዓት ክነወግድን ንፅውዕ ኢሎም።

ኩሎም ቢሄር ቢሄረሰባት ኢትዮጵያ እዚ ውልቀ መላኪ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ፀላኢ ኩሎም ህዝብታት ምኳኑ ተረዲእካ ነዚ ውልቀ መላኪ ኣብ ሓፂር እዋን ነበረያነበረ ንምግባር ዝጀመርካዮ ቃልሲ ኣጠናኪርካ ቀፅለሉ ኢሎም ።

መላእ ማሕበረሰብ ዓለም እዚ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ሰልፊ ኣንፃር መንነት ትግራይ ዘቅነዐን ቅሉዕ ኩናት ንምክያድ ዝዓለመን ምኳኑ ክፈልጠልና ይግባእ ።

ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዘሎ ትግረዋይ ብፍላይ ዲያስፖራ እዚ እከይ ተግባር ንማሕበረሰብ ዓለም ክተቃልዑ ንፅውዕ ዝበሉ ኣይተ ሚኪኤለ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለካ ትግረዋይ እዚ ቅሉዕ ኩናት መሉእ ንምሉእ መንነት ትግራይ ዘጥፍእ ምኳኑ ተረዲእካ ሕዚ እውን ነዚ ውልቀ መላኪ ስርዓት ተቃሊስካ ክተወግድን መንነትካ ክተውሕስን ንፅውዕ ኢሎም።

ካብ dw ልተወሰደ

Tesfish z great

ትኩረት ዓለም ዝሰሓበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ዓለምላሚን ያማል ክውለድ ከሎ መሲ ተፃዋታይ ኩዕሶ ነይሩ ሀዚ ላሚን ያማል ዓብዩ መነሓንሕቲ መሲ ምኳኑ ትኩረት ዓለም ናብ ዓለም ዋንጫ ክከውን ገይሩ ኣ...
17/07/2026

ትኩረት ዓለም ዝሰሓበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ዓለም

ላሚን ያማል ክውለድ ከሎ መሲ ተፃዋታይ ኩዕሶ ነይሩ ሀዚ ላሚን ያማል ዓብዩ መነሓንሕቲ መሲ ምኳኑ ትኩረት ዓለም ናብ ዓለም ዋንጫ ክከውን ገይሩ ኣሎ።

መን ዓለም ዋንጫ ዝወስድ ይመስለኩም...?

Tesfish z great

ሰበር ዜናኣምባሳደር  ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ  ኤርቪን ማሲንጋ መቐለ ኣትዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኤርቪን ጄ. ማሲንጋ፣ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ  እ...
15/07/2026

ሰበር ዜና

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ መቐለ ኣትዮም።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኤርቪን ጄ. ማሲንጋ፣ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትኣትው ላዕለውት ኣመራርሓ መንግስቲ ኣቐባብላ ገይሮምሎም ኣለው።

እቶም ኣምባሳደር ምስ ፕሬዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ተራኪቦም ክዝትዪ እዮም ። ኣብ ተበፃሕነት ሰብኣዊ ሓገዝ ጠሚቶም ድማ ምስ መራሕቲ ውድባት ፖለቲካ ክዛተዩ እዮም ።

እቶም ኣምባሳደር ንሓደ መዓልቲ ፃንሒት ዝመፁ ኮይኖም ምስ መፈፀምቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ተራኺቦም መንግስቲ ኣሜሪካ ንወሳንን ህይወት ኣድሓንን ዝግበሮ ሓገዛት ክዝትዩ ምኳኖም ተሓቢሩ።

ካብዚ ብተወሰኪ ተረባሕቲ ማሕበረሰብ ካብ ህፁፅ ረድኤት ናብ ባዕልኻ ምኽኣል ክሰጋገሩን ዘላቒ ሰላምን ምርግጋእን ንክዓስልን ፃዕሪታት ከምዝግበር እዩ እቲ ዝተረከበ ሓበሬታ ዘመላክት።

​ኣምባሳደር ማሲንጋ ብተወሳኺ ኣብ ጉዳይ ተግባራውነት ስምምዕነት ውዕሊ ፕሪቶሪያ (COHA) መሰረት ገይሮም ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ተራኪቦም ዘተ ክገብሩ እዮም ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።

ካብ ወልደምህረት ገዛኢ ዝተወሰደ

Tesfish z great

ናይ ኢትዮጵያዉ ጠ/ሚኒስትር ኣብዚ ሰሙን ኣብ ደብረማርቆስ ተረኪቦም ንዘመሓላለፍዎ ዘረኛ ዝኮነ መልአክቲ ብዝምልከት ካብ ፕሬዚደንት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ብኣምሓርኛ ዝተውሃበ መልሲ  ......
14/07/2026

ናይ ኢትዮጵያዉ ጠ/ሚኒስትር ኣብዚ ሰሙን ኣብ ደብረማርቆስ ተረኪቦም ንዘመሓላለፍዎ ዘረኛ ዝኮነ መልአክቲ ብዝምልከት ካብ ፕሬዚደንት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ብኣምሓርኛ ዝተውሃበ መልሲ
..............................................

"በህዝቦች መካከል ግጭትና አለመተማመን መፍጠር እንደ ቁልፍ የፖለቲካ መሳሪያ በመጠቀም በስልጣን ለመቆየት የተጉ አካላት፣ ባለፉት አመታት የአማራና የትግራይ ህዝቦችን በማያበራ ግጭትና ቁርሾ ውሽጥ ለማስገባት ያልተደረገ ጥረት ሆነ ያልተፈነቀለም ድንጋይ የለም።

ሆኖም እነዚህ በባህልና በታሪክ የተሳሰሩ ወንድማማች ህዝቦች፣ ሁሉንም ውስብስብ የከፋፋዮች ሴራና ውዲት በማክሸፍ ወንድማዊ ትስስራቸውን አስቀጥለዋል። ይህ ትስስርና መደጋገፍ በሂደትም ይበልጥ እየተጠናከረ እንደሚሄድ ምንም ጥርጥር የለውም።

እነዚህ ህዝቦችን በማጋጨት የስልጣን ዘመናቸውን ለማረዘም የሚጥሩ አካላት፣ በግዝያቸው ታላቅ ገድል በመፈፀም የህዝባቸውንና ሀገራቸውን ክብርና ህልውና ያስቀጠሉ የቀድሞ የትግራይ ጅግኖች አመራርን ስም በማጉደፍ አሁንም ሴራቸውን መሸረባቸውን ቀጥለዋል።

አሁን ግን ያ ሁሉ ውሸትና ቅጥፈት ጭምብሉ ተገፎ፣ እውነተኛ ማንነቱ በግልፅ የታየ ይመስለኛል። ስለዚም "ጨው ለራስህ..".እንደሚባለው ፣ ከእንግዲህ በኋላ በቅጥፈትና ማጭበርበር መቀጠል እንደማያዋጣ በመገንዘብ፣ የሰላምን አማራጭ መንገድ መከተል እና ህጋዊ እና ወቅታዊ ጥያቄዎቻችን መመለስ ያስፈልጋል ብየ አምናለሁ።

Tesfish z great

Address

Addisababa
Adama
0000

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tesfish z great posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share