ኣኽሱም ንቅድሚት

ኣኽሱም ንቅድሚት abawut offence axum

2015 ዓይኒ-ዋሪ ብናይ ኣኽሱማውያን ባህሊ ንዓለም ነስደምማ!!! #ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ሄሉ ሓፍትና!!
09/08/2023

2015 ዓይኒ-ዋሪ ብናይ ኣኽሱማውያን ባህሊ ንዓለም ነስደምማ!!!
#ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ሄሉ ሓፍትና!!

2015 ዓይኒ-ዋሪ ንባህሊንቱሪዝምን ትግራይ መሊእና ንዕዞቦም እያ ትመስለኒ
06/08/2023

2015 ዓይኒ-ዋሪ ንባህሊንቱሪዝምን ትግራይ መሊእና ንዕዞቦም እያ ትመስለኒ

02/08/2023

ን 2 ግዜ ስዓት 2:19 መሬት ምንቅጥቃጥ ኣብ ኣኽሱምን ኽባቢኢን ኣጋጢሙ ኣሎ !!ማርያም ኣኽሱም ታሓልወና🙏🏼

ታሪካዊ ፍፃመ - ኣብ ዕለተ ሓሙስ   ፅባሕ ሓሙስ ዕለት 20-11-2015 ዓ/ም ንጉሆ ካብ ሰዓት 12:30 ጀሚሩ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ቤተ ክርስትያን ከምቲ ናይ ጥን...
26/07/2023

ታሪካዊ ፍፃመ - ኣብ ዕለተ ሓሙስ

ፅባሕ ሓሙስ ዕለት 20-11-2015 ዓ/ም ንጉሆ ካብ ሰዓት 12:30 ጀሚሩ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ቤተ ክርስትያን ከምቲ ናይ ጥንቲ ንቡረእድ እንትሽየም ዝግበር ዝነበረ ስነ ስርዓት በዓለ ሲመት ሓዱሽ ንቡረእድ ኮይኖም ንዝተሸሙ ንቡረእድ ጎደፋ መርሃ ብፅምብል ክብሪ ጥንታዊት ኣኽሱም ብዝምልስ መልክዑ ክፍፀም እዩ። ህዝበ ክርስትያን ኩልህና ኣብዚ ታሪኻዊ በዓለ ሲመት መፂኹም ክትሳተፉ ቤተ ክርስትያና ፃዊዒታ ተቕርብ።
ወ ስብሃት ለ እግዚኣብሄር ፧ ምስሊን ጽሑፉን ካብ ኢፍሬም ኣስጎዶም

 #መንበረ ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ኣኽሱም ፅዮን 🙏🏼
16/07/2023

#መንበረ ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ኣኽሱም ፅዮን 🙏🏼

ኩላና ተጋሩ ድምፂ ንኩን
12/07/2023

ኩላና ተጋሩ ድምፂ ንኩን

☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️
10/07/2023

☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️

ዜና ብስራት ፦ኣብ ቤ/ክ/ተ/ኦ/ትግራይ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ከይዲ ስምየት እጲስቆጶሳት [ጳጳሳት] ኣብናይ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሑ ኣሎ። በዚ መሰረት ኣብዝተትሓዘ ሰነ ፳፻፲ወ፭ ዓ/ግ ...
14/06/2023

ዜና ብስራት ፦
ኣብ ቤ/ክ/ተ/ኦ/ትግራይ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ከይዲ ስምየት እጲስቆጶሳት [ጳጳሳት] ኣብናይ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሑ ኣሎ። በዚ መሰረት ኣብዝተትሓዘ ሰነ ፳፻፲ወ፭ ዓ/ግ መወዳእታ ጵጵስና ዝቕበሉ መንነት ቆሞሳት ዕላዊ ብዝኾነ ኣገባብ ዝሕረዩ እንትኾን ፈላማይ ሰሙን ወርሒ ሓምለ ፳፻፲ወ፭ ዓ/ግ ድማ በዓለ ስምየትን ቡራኬን ክግበረሎም እዩ። ክሳብ ሽዑ ድማ ምስ ዚ ዝተተሓሓዘ መርሃ ግብሪ ዝሳተፉ ኣጋይሽ ካብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብደገ ናብ ትግራይ ከምዝኣትዉ ትፅቢት ይግበር። ንዝበለፀ ሓበረይታ ኣብ ቀረባ ካብ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ክወሃብ እዩ።
👇
https://youtube.com/

Address

ኣኽሱም
Axum
ኣኽሱም

Telephone

+251914145964

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣኽሱም ንቅድሚት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ኣኽሱም ንቅድሚት:

Shortcuts

Share