በሪሁ ኪሮስ ; Berihu kiros

Call Directions

በሪሁ ኪሮስ ; Berihu kiros Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from በሪሁ ኪሮስ ; Berihu kiros, Shopping & retail, መቐለ/Mekelle, Mekelle.

https://www.facebook.com/180651375441299/posts/1774516516054769/?app=fbl
07/09/2020

https://www.facebook.com/180651375441299/posts/1774516516054769/?app=fbl

#ውጤት


የ2012 የአመቱ ምርጥ ፕሬዝዳንት በህዝብ ድምፅ 77% በማግኘት የትግራይ ክልል ፕሬዝዳንት ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል አሸናፊ ሆኗል የሶማሌ ክልል ም/ፕሬዝዳንት አቶ ሙስጠፋ ሙሀመድ 23% አግኝቷል።

ነፃ ፍትሃዊ ገለልተኛ ምርጫ ነው ያደረግነው ሙሉ ውጤቱን በቴሌግራም https://t.me/pagumeaward ገብቶ ማየት ይቻላል። በምርጫው ለተሳተፋችሁ እናመሰግናለን 🙏

07/09/2020

እንኳዕ ደስ በለካ ደብሪፀይ!

እንኳን ደስ አለህ ደብሪፅየ!

Congregation my president !

04/09/2020
01/09/2020

(ተስተካክሎ የተደገመ)


ከዛሬ ጀምሮ እስከ ነሃሴ 30 በተለያዩ ዘርፎች የህዝብ ምርጫ እናደርጋለን ውጤቱን ከጳጉሜ አንድ ጀምሮ ይፋ እናደርጋለን ለዛሬ የክልል መሪዎችን እንድትመርጡ ይፋ አድርገናል። በ2012 ምርጥ የክልል ፕረዝዳንት ማነው ኮሜንት አድርጉ ምርጫቹን።

አንድ ምርጥ ብቻ ነው መምረጥ የሚቻለው።
ኮሜንት ማድረግ በቂ ነው።
በቴሌግራም ለመምረጥ ከፈለጋቹ ሊንኩን ኮሜንት ላይ እናስቀምጣለን ስትመርጡ ማን እየመራ እንደሆነ እዛው በፐርሰንት ያስቀመወጣል በስፋት ቴሌግራም ላይ ተሳተፉ።

ሰናይ ሰንበት ይኹነልና!
30/08/2020

ሰናይ ሰንበት ይኹነልና!

https://www.facebook.com/283665695678688/posts/608532839858637/?app=fbl
27/08/2020

https://www.facebook.com/283665695678688/posts/608532839858637/?app=fbl

ህዝቢ ትግራይ ራሃፅካ ጥራሕ ዘይኮነስ ደምካ እውን ክተወፍየሉ ዝግባእ ወረጃ ህዝቢ'ዩ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ሰላም!
ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ መኽበሪ ሕግን ስርዓትን፣ ፈታዊ ሓቅን ርትዕን፣ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት መሰሉ ክርገፅ ዘይፈቅድ፣ በደል ካልኦት ህዝብታት ክሰምዕ ዘይደሊ፣ ኣብ ምክብባርን ማዕርነትን ዝተሰረተ ሕብረት ዝምነ፣ ኩሉ ግዜ ብምኽንያት ዝኣምንን ዝቃለስን ወያናይ ህዝቢ'ዩ።

ይኹን'ምበር ተፃባእቲ ሓይልታት ካብ መፈለምትኡ ከሰኩንዎን ከምበርክኽዎን፣ ከም ህዝቢ ከብርስዎን፣ ዘይደኸምሉ እዋን ኣይነበረን። እንተኾነ ህዝቢ ትግራይ መንነቱን ብሄራዊ ክብሩን ኣሕሊፉ ዝህብን ዝምብርከኽን ኮይኑ ኣይተረኽበን። ስለዝኾነ እውን ሰብኣዊን ዴሞክራሲያዊን መሰሉ ኣብ ዝተረገፀሉ እዋን፣ ሕልኽላኽ ዝበዝሖ ኣዝዩ ከቢድ መድረኽን ዓለማዊ ምትእስሳራትን ፊት ንፊት ገጢሙ፣ ብገዛእቲ ሓይልታት ዝተመንዝዐ ሰብኣዊን ዴሞክራሲያዊን መሰሉ ብቕልጽሙ ኣውሒሱ'ዩ። ብምዃኑ ድማ ናይ ባዕሉ ዕድል ባዕሉ ናይ ምውሳን ሙሉእ መሰሉ ተጎናፅፉ'ዩ።

ብኸምዚ ዝመሰለ መስተንክራዊ ፅንዓትን ጅግንነትን መሰል ርእሰ ውሳንኡን ዓርሰ ምሕደርኡን ብቓልሱ ዝጨበጠ እዚ ወያናይ ህዝቢ፣ ድሕሪ ዓወት ድማ ብኹናት ዝተሃሰየ መሬቱ ከልምዕን ክድኩዕን፣ ብዘይሕለል ፃዕርን ስራሕን ኣብ ጎደና ስልጣነ ንኽፅንበር፣ ኣብ ዙርያ መለሽ ናይ ልምዓት ወፍሪ ተፀሚዱ ፀኒሑ'ዩ። እንተኾነ ሓይሊታት ትምክሕቲ ሕዚ እውን ካብቲ ዝጀመሮ ናይ ልምዓት ኣጀንዳ ከውፀእዎ፣ ዳግም ናብ ባርነት ከእትውዎን ከሰኩንዎን ዘይተኣደነ ፈተነታት ክገብሩ ፀኒሖም'ዮም። ሕዚ'ውን ዝከኣሎም ይፅዕሩ ኣለው። ይኹን'ምበር ሙሉእ ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ፣ ሰብ ዋና እዚ መድረኽ ዝኾኑ መናእሰይ ትግራይ ድማ ብፍላይ ከም ኣመሎም ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ትግራይ ኣብ ጎኒ መንግስቶም ብምዕሳል፣ ኣብ ምውሓስ ሰላምን ህላወን ትግራይ ከምኡ'ውን ኣብ ምድንፋዕ ልምዓታዊ ንጥፈታቱ ብቃላት ንምግላፅ ዝኸብድ ኣብነታዊ ቅያታት እናፈፀሙ መፂኦም'ዮም፣ ሕዚ'ውን እናፈፀሙ ይርከቡ።

እዚ ታሪኽ ናይ ምስራሕ ልምድን ባህልን ዝተዓደለ ህዝቢ፣ ኣብዚ መድረኽ'ዚ እውን ሓዱሽ ታሪኽ ኣብ ምፍፃም ይርከብ። ብቃልሱ ዝተጓናፀፎ መሰሉ ተጠቒሙ፣ ናይ ማንም ፍቓድን ባርኾትን እንከይተፀበየ መረፅኡ ንምስላጥ ብዝለዓለ ወያናይ መንፈስ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ። ብምዃኑ ኮሚሽን መረፃ ትግራይ ብዝቐመጦ ናይ መረፅቲ ምዝገባ መሰረት፣ ኣብ ሓደ ፀሓይ ልዕሊ 50% መራፃይ ክምዝገብ ኪኢሉ'ዩ። እዚ ድማ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መሰሉን ክብረቱን ንፃት'ውን እንተኾነ ከምዘይዋገ ደጊሙ ንፈታዊን ፀላእን ግልፂ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ኣሎ። እዚ ታሪኽ ካብ ምስራሕ በዂሩ ዘይፈልጥ ህዝቢ፣ ሕዚ'ውን ኣብዚ ናይ መኸተን ልምዓትን መድረኽ ዳግም ታሪኽ ሰራሒነቱ ብተግባር እናረጋገፀ ይርከብ። ስለዝኾነ ነዚ ወረጃን መኽበሪ ህግን ስርዓትን ዝኾነ ህዝቢ፣ ራሃፅካ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ እንኮላይ ህይወትካ ብምልጋስ ክተገልግሎ፣ ኩለመደያዊ ባህግታቱን ጠለባቱን ክትምልሰሉን ዝግባእ ዓቃል ህዝቢ'ዩ።

ስለዚ መረፃና ብዓወት ንኽዛዘም ብምግባር፣ ኩለመዳያዊ ጠለባት ህዝብና እተረጋግፅ ትግራይ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልን መኸተን ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ ሕዚ'ዉን ከምቀደሙ ታሪኻዊ ግብኡ ክፍፅም ደጊመ ፃውዒተይ የቕርብ።

ዘልኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ነቶም መሰል ርእሰ ውሳነናን ዓርሰ ምሕደራን ዘጎናፅፉና ጀጋኑ ስውኣትና!
የቐንየለይ!

ህዝቤን አልገድልም በማለት እራሱ ያጠፋ ወታደር!መንግስተሰማይ ያዋርስልን ወንድማችን!
25/08/2020

ህዝቤን አልገድልም በማለት እራሱ ያጠፋ ወታደር!

መንግስተሰማይ ያዋርስልን ወንድማችን!

ደብሪፅ ልመን ዝመርፅ ይመስለኩም?!ሎምዓንቲ 19/12/12 ዓ/ም ኣብ ዓድዋ ተረኺቡ መምረፂ ካርዲ ኣውፂኡ እንየ!
25/08/2020

ደብሪፅ ልመን ዝመርፅ ይመስለኩም?
!
ሎምዓንቲ 19/12/12 ዓ/ም ኣብ ዓድዋ ተረኺቡ መምረፂ ካርዲ ኣውፂኡ እንየ!

Address

መቐለ/Mekelle
Mekelle
11

Telephone

+251941418110

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when በሪሁ ኪሮስ ; Berihu kiros posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share