Nano Max and Energizer -መቐለ

Nano Max and Energizer -መቐለ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Nano Max and Energizer -መቐለ, Shopping & retail, መቐለ, Mekelle.

14/02/2020

እንኳዕ ናብ ፈላሚት ወርሒ ለካቲት መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ኣብጸሓኩም እናበልና ናኖ ኢነርጃይዘር ኸምኡ ድማ ናኖ ማክስን ንኹሉ ዓይነት ተሽከርካሪ ሞተር ዝውዕል ብዘይምንም ምፍትታሕ ሞተር ኽሕድስ ዝኽእል ቴክኖሎጂ ብምግዛእ ዕድመ መኪንኦም ክተናውሑ በዚ ኣጋጣሚ ክንሕብርለኹም ንደሊ ። ናኖ ኢነርጃይዘር ካብ ዝህቦም ግልጋሎታት፥-
_ብ 5 ዕጽፊ ድምጺ መኪናን ንዝረት መኪናን (vibration ) ይቅንስ።
_ፍሕፍሕ ብ 300 ሚኢታዊ ብምቅናስ ፍሕፍሕ ንምክልካል ዝባኽን ነዳዲ ክሳብ 21
ሚኢታዊ ይቅንስ ።
_ናይ ሞተር ጉልበት ናብ ዝነበሮ ብ 100 ግዘ ዝምልስ እዩ ።
_ካምቻ ፥ ብሮንዚ ፥ ኩሽኔት ና ጥርሲ ልምሕዳስ ከምኡ ድማ ከይብላዕ ንምኽልካል ይጠቅም።
_መለዋወጢ መግዚኢ ኣቕሑ ይቕንስ።
_ወጻእታት ነዳዲ ይቅንስ።
_ምስሓለዋ ኸባቢ ዝስማዕማዕ እዩ።
_ዝኾነ ዓይነት ጎድናዊ ጉድኣት ወይ ሳዕቤን የብሉን ።
ይፈትንዎ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁጽሪ 0914100049 ምሕታት ይክኣል እዩ። ሰላም ቕነ ለካቲት ይኹነልኩም ።

26/01/2020

ናኖ ማክስን ናኖ ኢነርጃይዘርን ዶ ክነፋልጠኩም
ናኖ ማክስ ምሉእ ብምሉእ ነዳዲ ብምቅጻል ናይ ሞተር ዓቅሚ ዘዐቢን ናብ ከባቢ ኣየር ዝስደድ በካሊ ጋዝ ዘጥፍእ እዩ ። ናይ ፋር ኢንፍራሪድ ከምኡ ድማ ናኖ ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበረ ካብ ተፈጥሮ ማኣድናት ዝተዋሃደ ነዳዲ ናይ ምቅጽጻል ዓቅሚ ብምዕባይ ን ሞተር ዝሓሸ ጉልበት ን ነዳዲ ድማ ናይ ምቁጣብ ዓቅሙ ዘዕቢ ኣብ ራዲያተር ዝኣቲይ ፈሳሲ እዩ።
ናኖ ኢነርጃይዘር ድማ
ብዘይቲ ዝተለበጠ ብ ፕላቲኔም ኮት ዝተገበረ ዚርኮኔም ሴራሚክ እንትትኸውን ናይ ናኖ ዝለዓለ ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበረ ዝተበልዑ ሞትራት ን ካምቢዮን ን ብረት ተንከፍ ዝኮኑ ነገራት ብምምላእ ዝህድስ ምህርቲ ናኖ እዩ።

Address

መቐለ
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Nano Max and Energizer -መቐለ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share